እዚ መንፈሳዊ ቻናል ብር/ኣድ/ወገ/ኣክ/ጽዮን ደብረ መዊዕ ቅዱስ ሚካኤል ቤት ትምህርቲ ሰንበት ዝተከፈተ እዩ፡፡ ኣብዚ ቻናል ኣባላትና ናይ ደብርና ክያዶ ዝፈልጥሉን ዝተፈላለዩ ናይ ደብርና መልእክትታትን ኣብ ደብርና ዝወሃቡ ተከታተልቲ ትምህርትታትን መንፈሳዊ ፅሑፋትን ዝልቀቀሉ እዩ።
No reviews yet
Be the first to share your experience with this channel.